Tigrinya, Musiklärarutbildningen
Microsoft Word - Text om Musiklärarutbildningen på Tigrinya.docx ብዛዕባ መምህር ሙዚቃ ዝገልጽ ጽሑፍ ብቀሊል ሽወደናዊ ንፉዕ ሙዚቀኛ ዲኻ? ንቘልዑ ሙዚቃ ምምሃር የሐጕሰካ ድዩ? ድሕሪኡ ኣብ ናይ ማልሞ ኣካዳሚ ሙዚቃ ንመምህር ሙዚቃ ኽትሓትት ትኽእል ። ብዛዕባ ሞያ ኣብ ኩለን ናይ ቀዳማይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ሽወደን ፡ ኩሎም ተመሃሮ ኣብቲ መደብ ሙዚቃ ኣለዎም ። ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ እውን ብዙሓት ተመሃሮ ሙዚቃ ዘንብቡሉ ፍሉይ መደብ ኣሎ።ብተወሳኺ ፡ መብዛሕትአን ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ባህላዊ ቤት ትምህርቲ ኣለወን ፡ ኣብኡ ድማ ብሙዚቃ ይምህራ ። ብዙሓት ካልኣይ ደረጃ ኣብ
https://www.mhm.lu.se/en/sites/mhm.lu.se.en/files/2021-04/Tigrinya,%20Musikla%CC%88rarutbildningen.pdf - 2025-09-02